Gubae

ስምካ ክጽውዕ የ

Semka Ketseweo Ye

ፊልሞን ዮሐንስ · እሙን እዩ

Semka Ketseweo Ye is an Amharic mezmur (worship song) by Filmon Yohannes, from the album Emun Yu.

ስምካ ክጽውዕ የ ሂወተይ ዩ ንሱ //2 ስምካ ዪ ሓጎሰይ ልበይ ዝዓርፈሉ ኣነስ የብለየን (ካልእ ዝዕቁበሉ) //2 የሱስ ምስ በልኩ,,,,, ኩሉ ዝኮነለይ ስምካ ዩ ሓጎሰይ,,,, ምስጢር ናይ ሂወተይ ኣብ ስምካ ምውካል ፈውስ ሓይል ኣሎዎ ኣብ ስምካ ምእማን ፈውሲ ሓይሊ ኣሎዎ//4 የሱስ ኢለ ስምካ ጸውዐ ሰላም ረኪበ ብኡ ዓጊበ የሱስ ኢለ ስምካ ጸዊዐ ሓይሊ ረኪበ ኣዝየ በርቲዐ//2 ስምካ ስ የሱስይ ጽኑዕ ግንቢ ዩ ከም ዝብሎ ቃልካ መዕቆቢ ክይኑኒ ኣነ ውን ብግደይ ነዚ ምስክር የ //4 የሱስ ኢሉ መን ኢዩ ከሲሩ ኣይስማዕኩን ዝተማረረ //2 ስምካ ጸዊዐ ኣይደከምን ኢየ ንሱ ዩ ምስጢር ትርጉም ናይ ምንባረይ ናይ ዘላኣለም ርስቲ ኩሉ ዝኮነለይ //4   እቲ ቁቡእ ስምካ ኣብ ዝጸዋዕኩሉ ኩሉ ግዜ ዓወት ስዕረት ዘይብሉ እቲ ቁቡእ ስምካ ኣብ ዝድሃኩሉ ኩሉ ግዜ ዓወት ስዕረት ዘይብሉ//4

Listen on Gubae

Gubae is a free app for Android: mezmur lyrics, the Bible, church events, and a player for the music on your phone.

Get it on Google Play

More songs by Filmon Yohannes

See all 13 songs by Filmon Yohannes