Gubae

ኣሎኻ

Aloka

ፊልሞን ዮሐንስ · እሙን እዩ

Aloka is an Amharic mezmur (worship song) by Filmon Yohannes, from the album Emun Yu.

1) ኣብ የማናይ ኢድካ ንዝወቀጥካኒ መሕደሪኻ ክኽውን ንዝሓረኻኒ ሂበካ የ ኣነ መሉእ ዘመነይ ንስምካ ክኽብር ንሱ ዩ ዕጋበተይ (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x) ሓለዋካ ንዓይ ኣዝዪ ይግረመኒ ብየማን ብጸጋም ክትክበኒ ካልእ ኣይፈልጥን ንልበይ ዘዕረፈ ንስኻ ኢኻ የሱስ ንዓይ ሂወት (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x) ብምህሌት እስራኤል እትነብር ኣምላኽ ኣነ ውን ብግዜይ ንስምካ ይባርኽ ንዓኻ ምኽባር ዩ ንሱ ዪ ሂወተይ ካልእ የብለይ ዝሸሞ ኣብ ርእሰይ (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x)

Listen on Gubae

Gubae is a free app for Android: mezmur lyrics, the Bible, church events, and a player for the music on your phone.

Get it on Google Play

More songs by Filmon Yohannes

See all 13 songs by Filmon Yohannes